https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7519

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:እንደርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡