https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7483

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሬድ + ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:እንደርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

                    1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                     ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡