https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7469

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት እቶት እና ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

                        1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

                                          2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡፡