ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ካብ ዩ.ኤል.ጂ.ዲ.ፒ ዝኮነ ፍልፍል በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
- መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡