ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011 ሰዓት 10፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406577 ምድዋል ይከኣል፡፡