https://tenders.milkta.com/ti/display/7335

ኤጀንሲ ልምዓትን ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዳ/ስ/ፈጠራ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ክሳብ 01/09/2011 ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል፡፡