https://tenders.milkta.com/ti/display/7310

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ ፈርኒቸር ሜኪንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡