https://tenders.milkta.com/ti/display/7290

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-461121 ምድዋል ይከኣል፡፡