https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7197

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡