https://tenders.milkta.com/ti/display/7179

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስቴሸነሪ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ 16/08/2011 ሰዓት 10፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፡፡