https://tenders.milkta.com/ti/display/7146

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡