https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7099

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒዩተር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 12, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-411794-95 ምድዋል ይከኣል፡፡