https://tenders.milkta.com/ti/display/7054

ን2ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ ል/ትልሚ መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4.0638 ትግ ሞዴል HZJ 78 ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/08/2011ዓ/ም ክሳብ 08/08/2011 ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2011ዓም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፤