https://tenders.milkta.com/ti/display/7004

ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና 4-01158 ትግ ሞዴል ኣባዱላ 4.04435 ትግ ሞዴል 76 መኪና ሃርድቶፕ ናይ መኪና ኣቅሓ ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 4:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል፡፡