https://tenders.milkta.com/ti/display/7003

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መጋረጃን ምንፃፍን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 02፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402420 ምድዋል ይከኣል፡፡