https://tenders.milkta.com/ti/display/6990

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት ፡፡