https://tenders.milkta.com/ti/display/6984

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል S 94 H-B ስካንያ ኣውቶብስ መኪና መለዋወጢ ኣሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት ፡፡   

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡