https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6959

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2011 03:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 02/08/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፀሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፡፡