https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6895

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ናይ ኮምፒተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2011 03:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 25/07/2011ዓ/ም ክሳብ 27/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፡፡