https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6773

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ኣጠ/ምም/ር ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሚስትቡሽ መኪና ስፔር ፓርት ሞዴል KL3IJNJTL ኣባዱላ KUN-25Lን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል፡፡