https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6762

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-460062/460065 ምድዋል ይከኣል፡፡