https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6631

ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፡፡