https://tenders.milkta.com/ti/display/6549

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡