https://tenders.milkta.com/ti/display/6388

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንኮምፒተራይዝድ ኣካውንቲንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክፅዕንን ከሰልጥን ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል