https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6367

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ግልጋሎት ዝውዕል EVE Modes ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2011 02:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2011 02:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-786101 /0914-865125 ምድዋል ይክኣል፤