https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6362

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሲሚንቶ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይክኣል፤