https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6346

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሳይክል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00.
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:..
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፤