https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6339

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከተማ መቐለ ናይ እንስሳ ዘርኢ ቀለብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 21/06/2011 ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፤