https://tenders.milkta.com/ti/display/6336

መቐለ ሆስፒታል ናይ ህንፃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011 ሰዓት 8:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-400246 ምድዋል ይከኣል፤