https://tenders.milkta.com/ti/display/6312

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅ/ት ር/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቧንቧ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 20/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30

2 እዚ ፕሮፎርማ 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤