https://tenders.milkta.com/ti/display/6274

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ ቢሮ ኣቅሑ / Office furnicher/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 16/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል፤