https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6266

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ናይ መኪና ፊልትሮታትን ጎማን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ስዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፤