https://tenders.milkta.com/ti/display/6263

ቤት ፅሕፈተ ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ስዓት 10:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ይክፈት፤