https://tenders.milkta.com/ti/display/6214

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፤