https://tenders.milkta.com/ti/display/6196

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስራሕ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፤