https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6166

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0340-406839/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤