https://tenders.milkta.com/ti/display/6165

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409737 408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤