https://tenders.milkta.com/ti/display/6147

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ንዳ/ዳሬክቶራት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ 01/06/2011ዓ/ም ክሳብ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፤