ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
መደብ:
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
1 ፕሮፎርማ ካብ 01/06/2011ዓ/ም ክሳብ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30
2 እዚ ፕሮፎርማ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ይክፈት፤