https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6107

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርቲፊኬት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 2, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417673/0344-400158 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤