https://tenders.milkta.com/ti/display/6045

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2011 9:29 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ዘሎ ግዜ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009