https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5960

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 22/05/2011

2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ይደውሉ፤