ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
መደብ:
ህንፃ መሳርሒ
/
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 09/05/201 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል።