https://tenders.milkta.com/ti/display/5756

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401875 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።