https://tenders.milkta.com/ti/display/5639

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ፕስቸሪ ኣካውንቲንግ ስልጠና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ትምህርቲን ትሬይንግ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 9:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።