https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5597

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ክልል ትግራይ ላፕቶፕ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሳብ 19/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ብኣየር ይውዕል።

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406594 ምድዋል ይከኣል።