https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5543

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 3:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Model DD 10320

ተ.ቁ

ዓይነት መሽን

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

Huanghal (N2)

Per model

Front axel shaft assy

assy

01

1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 13/04/2011 ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል።