ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፈለገ- ሂወት ዓድሓ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
መደብ:
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
1 ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0932-201836/ 0967-494303 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።