https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5459

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እናዳ ብረታ ብረት ጣውላ ሰራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ክምኡውን በላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ብላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ሰሪሑ ከቅርብ ዝኽእል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 11/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415997 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።