https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5111

ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎዓመታዊግብሪዝከፈለን 2010/2011 በጀትዓመትንግዲፍቃድዘሐደሰ

2 መለለዩቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብመቅረብቲዝርዝርዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

6 ቅድምክብሉናይዝተጠቀሱመረዳእታዋናንሐደገፅቅዳሕንከቅርቡዝክእል

7 ንመከበሪጨረታንዘይሰዓረሽዑንሽዑዝምለስ 5000.00 ቅርሺብጥረገንዘብወይተረጋገፂብዝቀረበቼክከትሕዝዝክእል

8 ጨረታሰዓራይምካኑምስተገለፀሉኣብዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

9 ሰዓራይጨረታብዝተወዳደረሉመሰረትካብዉዕሊዝአሰረሉዕለትጀሚሩናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

10 ሰነድጨረታዝርከበሉኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳላዕላይማይጨዉከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንብረትምምሕዳርንንብረትንቢሮቁፅሪ 17 ማእከላይዞባምምሕዳርህንፃኣብምድርቤትኮይኑዘይምለስ 50.00 ቅርሺብምክፋልምዉሳድትክእል

11 ተጫረቲንሐደዋጋእተቅርቡልናዋጋመሊእኩምብሽምኩምዝተዓሸገፖስታካብ 07/02/2011 ዓ/ምክሳብ 29/02/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይንግሆምእታዉትክእሉ።

12 ሳንድቅጨረታዝዕፀወሉ 29/02/2011 ዓ/ምሰዓት 3:30 ቅድሚቀትሪተዓፅዩሰንዱቅጨረታዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚቀትሪተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉአብከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንብረትምምሕዳርንይክፈት

13 ቤትፅሕፈትናመማራፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኩንብሙሉአናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ብተወሳኪካብጠቅላላጨረታ 20 ሚኢታዊምቅናስወይዉንምዉሳክከምዝከኣልክፈልጥይግባእ

ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0347-753263 ብምድዋልምሕታትይካአል